Source: Aster Fitwiኣብ ትግራይ ልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ኣብ ዘሎ ኲናት፡ በሻሓት ዝቑጸሩ ሰባት የህልቕ ኣሎ። ደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ዓመጽ ከምዝኾና ዝተፈላለዩ ጸብጻባት ይወጹ ኣለዉ። ብዛዕባ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ዝወርድ ዘሎ ዓመጽን ማሕበረ ሰብ ትግራይ ብኸመይ ይከታተሎ ከምዘሎን መምህር ኣስቴር ፍትዊ ሓሳባ ኣካፊላ ኣላ።
ኣብ ትግራይ ልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ኣብ ዘሎ ኲናት፡ በሻሓት ዝቑጸሩ ሰባት የህልቕ ኣሎ። ደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ዓመጽ ከምዝኾና ዝተፈላለዩ ጸብጻባት ይወጹ ኣለዉ። ብዛዕባ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ዝወርድ ዘሎ ዓመጽን ማሕበረ ሰብ ትግራይ ብኸመይ ይከታተሎ ከምዘሎን መምህር ኣስቴር ፍትዊ ሓሳባ ኣካፊላ ኣላ።