Credit: Mjasiriamali asimama mbele ya duka lake Source: Getty Images Oskar Topo: Suppliedሰማዕትና ሰማዕቲ ተድዮ ኤስ ቢ ኤስ ብዛዕባ ምስ ገንዘብን መነባብሮን ዝተኣሳሰር መደብና ካልኣይ ክፋል ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ናይ ሎሚ መደብና፡ ን ኡስ ዋኒን ወይ ን ኡስ ቢዝነስ ብኸመይ ይጅመርን፡ ኣብ ዓውዲ ቢዝነስ ካብ ዝተዋፈሩ ተመኩሮኦም ዘካፈሉና ከነቕርብ ኢና። ኣብ ሞያ ምኽሻን ተዋፊሩ ዘሎ ናይ ኣቶ ኦስካር ቶፖ ንሎሚ ተሞኩሮኡ ከካፍለና እዩ። ኣብዝቕጽል ድማ ካል ኦት ኣብ ን ኡስ ዋኒን ተሳቲፎም ካብ ዘለዉ ተሞክሮኦም ከነቕርቦ ኢና። ፈለማ ግና ንኡስ ናይ ንግዲ ዋኒን ወይ ቢዝነስ ምጅማር ዘሐጕስ ነገር እኳ እንተ ኰነ ፡ ብዙሕ ብድሆታት ግን ኣለዎ ። ነዚ መስርሕ እዚ ብኸመይ ከም እተቕልሎን ብዝያዳ ፍረ ጻማ ከም እትረኽበሉን’ውን ኣብዚ ትሕዝቶ ቀሪቡ ኣሎ ።
Published
By SBS tigrinya
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰማዕትና ሰማዕቲ ተድዮ ኤስ ቢ ኤስ ብዛዕባ ምስ ገንዘብን መነባብሮን ዝተኣሳሰር መደብና ካልኣይ ክፋል ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ናይ ሎሚ መደብና፡ ን ኡስ ዋኒን ወይ ን ኡስ ቢዝነስ ብኸመይ ይጅመርን፡ ኣብ ዓውዲ ቢዝነስ ካብ ዝተዋፈሩ ተመኩሮኦም ዘካፈሉና ከነቕርብ ኢና። ኣብ ሞያ ምኽሻን ተዋፊሩ ዘሎ ናይ ኣቶ ኦስካር ቶፖ ንሎሚ ተሞኩሮኡ ከካፍለና እዩ። ኣብዝቕጽል ድማ ካል ኦት ኣብ ን ኡስ ዋኒን ተሳቲፎም ካብ ዘለዉ ተሞክሮኦም ከነቕርቦ ኢና። ፈለማ ግና ንኡስ ናይ ንግዲ ዋኒን ወይ ቢዝነስ ምጅማር ዘሐጕስ ነገር እኳ እንተ ኰነ ፡ ብዙሕ ብድሆታት ግን ኣለዎ ። ነዚ መስርሕ እዚ ብኸመይ ከም እተቕልሎን ብዝያዳ ፍረ ጻማ ከም እትረኽበሉን’ውን ኣብዚ ትሕዝቶ ቀሪቡ ኣሎ ።