Source: Gettyመጋቢት 11 ውድብ ጥዕና ዓለም ነዚ ቀታሊ ቫይረስ መላእ ዓለም ዘባጸሐ ለበዳ ወይ ፓንደሚክ ክብል ኣዊጅዎ። ድሕሪ 6 ወርሒ ከኣ ዓለም ኣብ ሓደ ኣዝዩ ዝተፈልየ ኩነታትን ቦታን ትርክብ። ነገራት ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ከመይ ኢሎም ቀልጢፎም ተቐይሮም እምበኣር ኣብ’ዚ ተተንቲኑ'ሎ።
መጋቢት 11 ውድብ ጥዕና ዓለም ነዚ ቀታሊ ቫይረስ መላእ ዓለም ዘባጸሐ ለበዳ ወይ ፓንደሚክ ክብል ኣዊጅዎ። ድሕሪ 6 ወርሒ ከኣ ዓለም ኣብ ሓደ ኣዝዩ ዝተፈልየ ኩነታትን ቦታን ትርክብ። ነገራት ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ከመይ ኢሎም ቀልጢፎም ተቐይሮም እምበኣር ኣብ’ዚ ተተንቲኑ'ሎ።