United States President Ronald Reagan, right, escorts President Hosni Mubarak of Egypt, left, Source: Arnie Sachs - CNP/Sipa USAነበር ፕረሲደንት ግብጺ ሑስኒ ሙባረክ ኣብ መበል 91 ዓመቱ ዓሪፉ። ሚስተር ሙባረክ ን30 ኦኣመታት ኣብስልታን ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ እዋን ጽድያ ዓረብ ኣብ 2011 ብህዝባዊ ናዕቢ ድሕሪ ምውራዱ እቲ ናቱ ሓድጊ ክፈርስ ተራእዩ።
ነበር ፕረሲደንት ግብጺ ሑስኒ ሙባረክ ኣብ መበል 91 ዓመቱ ዓሪፉ። ሚስተር ሙባረክ ን30 ኦኣመታት ኣብስልታን ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ እዋን ጽድያ ዓረብ ኣብ 2011 ብህዝባዊ ናዕቢ ድሕሪ ምውራዱ እቲ ናቱ ሓድጊ ክፈርስ ተራእዩ።