መንእሰይ ሙባረክ ሙስጦፋ፡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኣብ ሃርሞኒ ደይ ተሳትፎ ክገብሩ ይጽውዕ።

Source: Mubarek Mustofa Imam
እቲ ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ንዝበዓል "ሃርሞኒ ደይ" ኣብዚ ሕብረ ብዙሕ ዝኾነ ማሕበረሰብ ቪክቶሪያ ዝተፈላለዩ ባህላዊን ስነጥበባዊ ፍርያት ናይ ዝተፈላለዩ ሃገራት ክንጸባረቑ እዮም። መንእሰይ ሙባረክ ሙስጦፋ ካብ ሁዩም ሲቲ ካውንስል ሓደ ካብ ኣተሓባበርቲ ናይቲ መደብ እዩ፡ ብዛዕባዚ ኣዕሊሉና ኣሎ።
Share