Red & white Fly Agaric fungi mushroom Amanita muscaria Source: Moment RF / Rhisang Alfarid/Getty Imagesኣብ ብዙሕ ክፋላት ዓለም ቃንጥሻ ዕሶ ወይ ማሽሩም ፍቱው እዩ ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ኣውስትራሊያ ዝኣተው ስደተኛታት ግን እቲ ኣብዚ ሃገር ዝቕንጠስ ናይ በረኻ ማሽሩም ሓደገኛ ምዃኑ ኣይፈልጡን ይዀኑ ። ንሓደጋ ዘቃልዑ እተፈላለየ ዓይነት ጐዳእቲ ማሽሩም ከይፈለጥካ ምምእራር ኣዝዩ ሓደገኛ ክኸውን ይኽእል እዩ ፣ ምኽንያቱ ገለ ፋንጋስ እንተ ተበሊዖም መርዛማት ወይ ቀተልቲ ክኾኑ ይኽእሉ እዩም ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ምምእራር ቃንጥሻ ወይ ማሽሩም ድሕነት ዝሕሉን ዝፍቀድን ምዃኑን ብኸመይ ከም ዝርከብን ክንርእይ ኢና።
Published
By Chiara Pazzano
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ብዙሕ ክፋላት ዓለም ቃንጥሻ ዕሶ ወይ ማሽሩም ፍቱው እዩ ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ኣውስትራሊያ ዝኣተው ስደተኛታት ግን እቲ ኣብዚ ሃገር ዝቕንጠስ ናይ በረኻ ማሽሩም ሓደገኛ ምዃኑ ኣይፈልጡን ይዀኑ ። ንሓደጋ ዘቃልዑ እተፈላለየ ዓይነት ጐዳእቲ ማሽሩም ከይፈለጥካ ምምእራር ኣዝዩ ሓደገኛ ክኸውን ይኽእል እዩ ፣ ምኽንያቱ ገለ ፋንጋስ እንተ ተበሊዖም መርዛማት ወይ ቀተልቲ ክኾኑ ይኽእሉ እዩም ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ምምእራር ቃንጥሻ ወይ ማሽሩም ድሕነት ዝሕሉን ዝፍቀድን ምዃኑን ብኸመይ ከም ዝርከብን ክንርእይ ኢና።