Source: SBS Tigrinyaኣብ ኣውስትራሊያ ንልዕሊ 28 ዓመት ዝተቐመጠት ወይዘሮ ናዲያ ኣብ ማእከል መልበርን፣ ኣብ ፉትስክረይ ኣብ ዝበሃል ዓቢ ናይ ንግዲ ስቶር ኣለዋ። እዚ ኣብ 1996 ዝጀመረቶ ስራሕ ሰለስተ ሰራሕተኛታትን ኣባላት ስድራኣን ናይ ስራሕ ዕድል ፈጢሩ ዕወት ዝረኸበትሉ ስራሕ እዩ። ኣጀማምራን ኣተዓባብያን እዚ ቢዝነስ ዘጋጥም ጸገማትን፣ ንሎሚ ወይዘሮ ናዲያ ሃሰን ካብተመኩሮኣ ኣካፊላትና ኣላ። እንሆ፡
ኣብ ኣውስትራሊያ ንልዕሊ 28 ዓመት ዝተቐመጠት ወይዘሮ ናዲያ ኣብ ማእከል መልበርን፣ ኣብ ፉትስክረይ ኣብ ዝበሃል ዓቢ ናይ ንግዲ ስቶር ኣለዋ። እዚ ኣብ 1996 ዝጀመረቶ ስራሕ ሰለስተ ሰራሕተኛታትን ኣባላት ስድራኣን ናይ ስራሕ ዕድል ፈጢሩ ዕወት ዝረኸበትሉ ስራሕ እዩ። ኣጀማምራን ኣተዓባብያን እዚ ቢዝነስ ዘጋጥም ጸገማትን፣ ንሎሚ ወይዘሮ ናዲያ ሃሰን ካብተመኩሮኣ ኣካፊላትና ኣላ። እንሆ፡