SKIP TO MAIN CONTENT

“ሕሉፍ ሃገራዊነት፡ ንሕብረተሰብ ዘይጠቅምን መጋበሪያ ጨቆንቲ ስርዓታትን እዩ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ

Nationalism and National Celebrations
Amanuel Elias Source: Supplied

ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት፡ ምስ ሃገር ዝተሓሓዙ በዓላት ብምቛም፡ ብኣንጸባራቒ ባንዴራታትን ባህላዊ ፍጻመታትን ሃገራዊ ስሞዒት ዘለዓዕሉ ጎስጓሳትን መደረታትን ሃገራዊነት ይንጸባረቕ እዩ። ሃገራዊነት፡ ሕሉፍ ሃገራዊነት፡ ተወፋይነት ዝብሉን ካልእ ኣምራትን ብኸመይ እዮም ዚግለጹ፧ ጥቕሞምን ጉድኣቶምን እንታይ እዮ፧ ነዚን ተመሳሳሊ ሕቶታትን፡ ዝምልከት ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ስነ ሕብረተሰብን ቁጠባን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ መሊሱ ኣሎ። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት፡ ምስ ሃገር ዝተሓሓዙ በዓላት ብምቛም፡ ብኣንጸባራቒ ባንዴራታትን ባህላዊ ፍጻመታትን ሃገራዊ ስሞዒት ዘለዓዕሉ ጎስጓሳትን መደረታትን ሃገራዊነት ይንጸባረቕ እዩ። ሃገራዊነት፡ ሕሉፍ ሃገራዊነት፡ ተወፋይነት ዝብሉን ካልእ ኣምራትን ብኸመይ እዮም ዚግለጹ፧ ጥቕሞምን ጉድኣቶምን እንታይ እዮ፧ ነዚን ተመሳሳሊ ሕቶታትን፡ ዝምልከት ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ስነ ሕብረተሰብን ቁጠባን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ መሊሱ ኣሎ። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now