ናኦሚ ኦሳካ ብምኽንያት ጥዕና ኣእምሮ ድሕሪ ግጥማት ቃለመሕትት ኣየካይድን'የ ኢላ ምስ ኣካየድቲ ግጥማት ባይታ ቴኒስ 'ፍሬንች ኦፕን' ትሰሓሓብ Source: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/05/2021) * ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ኣልማዛዊ ሊግ ዶሓ 2021 ኢትዮጵያዊት መቅደስ ኣበበ ኣብ 3000 ሜ መሰናኽል ካልኣይቲ ወጺኣ ብሩር መዳልያ ተሰሊማ፡ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢጣልያ ብዓወት ኮሎምቢያዊ ኢጋል በርናል ተዛዚሙ፡ ኤርትራዊ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን ሓደ ካብ’ቶም ብቕዓቶም ዘመስከሩን ኮኾቦም ደሚቑ ዝወጹን ኮይኑ፡ * ጃፓናዊት ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ናኦሚ ኦሳካ ብምኽንያት ጥዕና ኣእምሮ ድሕሪ ነብሲ ወከፍ ግጥም ቴኒስ ኣብ ዝወሃብ ቃለመሕትት ንጋዜጠኛታት ኣይክሳተፍን’የ ኢላ ድሕሪ ምግላጻ ቴኒስ ዓለም ተናዊጹ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/05/2021) * ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ኣልማዛዊ ሊግ ዶሓ 2021 ኢትዮጵያዊት መቅደስ ኣበበ ኣብ 3000 ሜ መሰናኽል ካልኣይቲ ወጺኣ ብሩር መዳልያ ተሰሊማ፡ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢጣልያ ብዓወት ኮሎምቢያዊ ኢጋል በርናል ተዛዚሙ፡ ኤርትራዊ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን ሓደ ካብ’ቶም ብቕዓቶም ዘመስከሩን ኮኾቦም ደሚቑ ዝወጹን ኮይኑ፡ * ጃፓናዊት ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ናኦሚ ኦሳካ ብምኽንያት ጥዕና ኣእምሮ ድሕሪ ነብሲ ወከፍ ግጥም ቴኒስ ኣብ ዝወሃብ ቃለመሕትት ንጋዜጠኛታት ኣይክሳተፍን’የ ኢላ ድሕሪ ምግላጻ ቴኒስ ዓለም ተናዊጹ