ዕድመኹምን ዝዓበኹምሉ ቦታን ብዘየገድስ ኣብ ዝኾነ እዋን ምሕንባስ ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም03:36ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (2.5MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: SBSሓደስቲ መጻእቲን በጻሕትን ናብ ኣውስትራልያ እቶም ዝለዓለ ሓደጋ ምጥሓል ኣብ ማያትና ዘጋጥሞም'ዮም። ዳርጋ ፍርቂ ናይ’ቶም ዓመታዊ ብምጥሓል ዝሞቱ ወይ ዝጥሕሉ ኣውስትራልያውያን ዘይኮኑ ነበርቲ እዮም። ስለ’ዚ ክረምቲ ወይ ምውቕ ወቕቲ ብወግዒ ኣብ ዝጅምረሉ እዋን ዕድመ ብዘየገድስ ኩሉ ሰብ ምሕንባስ ክመሃር ይተባባዕ ኣሎ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (2.5MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 2 December 2020 10:35amSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareሓደስቲ መጻእቲን በጻሕትን ናብ ኣውስትራልያ እቶም ዝለዓለ ሓደጋ ምጥሓል ኣብ ማያትና ዘጋጥሞም'ዮም። ዳርጋ ፍርቂ ናይ’ቶም ዓመታዊ ብምጥሓል ዝሞቱ ወይ ዝጥሕሉ ኣውስትራልያውያን ዘይኮኑ ነበርቲ እዮም። ስለ’ዚ ክረምቲ ወይ ምውቕ ወቕቲ ብወግዒ ኣብ ዝጅምረሉ እዋን ዕድመ ብዘየገድስ ኩሉ ሰብ ምሕንባስ ክመሃር ይተባባዕ ኣሎ።ShareLatest podcast episodes51:01ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode51 minutes 1 second09:07ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 7 seconds08:34" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።podcast episode8 minutes 34 seconds12:26ብኣማኢት ኣሽሓት ንዝቝጸሩ ሰባት ሓገዝ ክስእኑ ከግብር ዝኽእል፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ NDIS ጸዲቑ ።podcast episode12 minutes 26 seconds