ብዝሒ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ኣብ`ዚ ዓመት ናብ ቅድሚ ኮቪድ ዝነበሮ መጠን ይምለስ

Học phí sẽ tăng trong những năm tới Source: AAP
ድሕሪ ናይ ዓመታት መዕጸውትታትን ቀይድታት ጉዕዞን፣ ጽሩይ መጠን ፍልሰት (ማይግረሽን) ኣውስትራልያ ናብ’ቲ ቅድሚ ለበዳ ኮቪድ ዝነበሮ ይምለስ ኣሎ።
Share
Học phí sẽ tăng trong những năm tới Source: AAP
SBS World News