Police patrol a migrant camp in northern France (AAP) Source: AAPሓጸርቲ ዜናታት: ው.ሕ.ሃ. ነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ጐነጽ ዝሃደሙ ስደተኛታትን ተፈናቐልቲን ንምሕጋዝ ሕጹጽ ምላሽ ይህብ ሕብረት ኣውሮጳ ንቅልውላው ስደተኛታት ንምፍታሕ ሓደ ኣካል የቕውም ሱዳን ናይ ዝተፈላለዩ ኣረኣእያ ዘለዎም ናይ ተቓዉሞን ደገፍን ሰልፊታት ተተኣናግድ ኣብ ሞሮኮ ካብ ሓደ ዔላ ንወዲ ሓሙሽተ ዓመት ራያን ንምውጻእ ክግበር ዝቐነየ ስርሒት ብሞት ናይቲ ቖልዓ ተዛዚሙ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሓጸርቲ ዜናታት: ው.ሕ.ሃ. ነቶም ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ጐነጽ ዝሃደሙ ስደተኛታትን ተፈናቐልቲን ንምሕጋዝ ሕጹጽ ምላሽ ይህብ ሕብረት ኣውሮጳ ንቅልውላው ስደተኛታት ንምፍታሕ ሓደ ኣካል የቕውም ሱዳን ናይ ዝተፈላለዩ ኣረኣእያ ዘለዎም ናይ ተቓዉሞን ደገፍን ሰልፊታት ተተኣናግድ ኣብ ሞሮኮ ካብ ሓደ ዔላ ንወዲ ሓሙሽተ ዓመት ራያን ንምውጻእ ክግበር ዝቐነየ ስርሒት ብሞት ናይቲ ቖልዓ ተዛዚሙ።