Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ጥምረት እንተድኣ ተመሪጹ ናይ ሕርሻን ዕደናን ጽርግያታት ንምምሕያሽ 600 ሚልዮን ዶላር ከውጽእ ምዃኑ ቃል ኣትዩ ኣሎ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንተኒ ኣልበኔዝ ፡ ኣብዚ ኣመሪካ ግብሪ ክትውስኽ ምዃና ገሊጻትሉ ዘላ እዋን ብጽንዓት ደው ከምዝብል ኣረጋጊጹ። ፕሬዝዳንት ዩናይትድ ስቴትስ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቁጠባ ዓለም ሰፊሕ ጽልዋ ክህልዎ ትጽቢት ዝግበረሉ ንመብዛሕትኡ ናብ ኣመሪካ ዝኣቱ ኣቑሑት ቀረጽ/ግብሪ ከምዝግበር ኣፍሊጡ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ሰልፊ ጥምረት እንተድኣ ተመሪጹ ናይ ሕርሻን ዕደናን ጽርግያታት ንምምሕያሽ 600 ሚልዮን ዶላር ከውጽእ ምዃኑ ቃል ኣትዩ ኣሎ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንተኒ ኣልበኔዝ ፡ ኣብዚ ኣመሪካ ግብሪ ክትውስኽ ምዃና ገሊጻትሉ ዘላ እዋን ብጽንዓት ደው ከምዝብል ኣረጋጊጹ። ፕሬዝዳንት ዩናይትድ ስቴትስ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቁጠባ ዓለም ሰፊሕ ጽልዋ ክህልዎ ትጽቢት ዝግበረሉ ንመብዛሕትኡ ናብ ኣመሪካ ዝኣቱ ኣቑሑት ቀረጽ/ግብሪ ከምዝግበር ኣፍሊጡ ።