Source: Gettyኣርእስታት ዜና፥ ፌደራላዊ ፓርላማ ሰሉስ [4 ለካቲት] ኣብ ዝእከበሉ ፣ ሰልፊ ግሪንስ "ብመትከል" ነቲ ሰልፊ ለበር ዘቕርቦ ሕጊ ናይ ጽል ኢ ዘረባ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ ። ሰራዊት ሱዳን ፡ ኣብ ግዝኣት ኣል ያዚራ ዝርከባ ኣገደስቲ ከተማታት ከም ዝተቖጻጸረን ገሊጹ። ቪክቶርያ ካብ ሰኑይ ኣትሒዙ ንሰለስተ መዓልታት ብማዕበላዊ ንፋስ ሙቐት ኣብ ትህረመሉ እኹል ዕቑር ጸዓት ከምዘሎ ናይ ኣውስትራሊያ ተቖጻጻሪ ጸዓት ኣረጋጊጹ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ፌደራላዊ ፓርላማ ሰሉስ [4 ለካቲት] ኣብ ዝእከበሉ ፣ ሰልፊ ግሪንስ "ብመትከል" ነቲ ሰልፊ ለበር ዘቕርቦ ሕጊ ናይ ጽል ኢ ዘረባ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ ። ሰራዊት ሱዳን ፡ ኣብ ግዝኣት ኣል ያዚራ ዝርከባ ኣገደስቲ ከተማታት ከም ዝተቖጻጸረን ገሊጹ። ቪክቶርያ ካብ ሰኑይ ኣትሒዙ ንሰለስተ መዓልታት ብማዕበላዊ ንፋስ ሙቐት ኣብ ትህረመሉ እኹል ዕቑር ጸዓት ከምዘሎ ናይ ኣውስትራሊያ ተቖጻጻሪ ጸዓት ኣረጋጊጹ ።