ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2024)15:08SBS TigrinyaView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (14.71MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝገበርክዎ መጥቃዕቲ ዕዉት ነይሩ ትብል ፡ እስራኤል ድማ ሕነ ከምትፈዲ ኣጠንቂቓ ። ኣብ ከተማ ሲድኒ ብዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ብካራ ተሃሪዶም ዝሞቱ ሰባት መንነቶም ክግለጽ ጀሚሩ ። ካልኣይ ዙር ዝርርብ ህወሓትን ብልፅግናን ኣብ ኣዲስ ቀፂሉShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ግጥማት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን ይጅመር ኣሎ፣ ከመይ ክኸይድ'ዩ፧ መነመን'ዮም እቶም ሓያላት፧መንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ምድላዋት ተገይሩ፣ (ጽብጻባት ልኡኽና)