SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ክልል ትግራይ ንዝጸንሑ ሓለፍቲ ቢሮታት ብሓደሽቲ ተኪኡ፣

Tigray
SBS Tigrinya Source: SBS Tigrinya

ኣካል ናይቲ ኣብ ካቢኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ለውጢታት፣ ድሕሪ ንሰሙናት ዝጸንሐ ገምጋማት ለውጢታት ሽመት ተገይሩ፡ ልኡኽና ጽብጻብ ናይዚ ምስቶም ሓደሽቲ ሰብ መዚ ትግራይ ዝገበሮ ሓጺር ቃለ መሕትትን ቀሪቡ ኣሎ፡ ኣይተ ኣማኒ ኤል ኣሰፋ ተኪኤ፣ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ኣይተ ነጋ ኣሰፋ መኮነን፣ ሓላፊ ቢሮ ጉዳይ መን እሰያትን ስፖርትን ኣይተ ረዳእ ሃለፎም ወልደስላሴ፣ ሓላፊ ቢሮ ርክብን መንእሰያትን ዶ/ር ኣትንኩት መዝገቦ፣ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣካል ናይቲ ኣብ ካቢኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ለውጢታት፣ ድሕሪ ንሰሙናት ዝጸንሐ ገምጋማት ለውጢታት ሽመት ተገይሩ፡ ልኡኽና ጽብጻብ ናይዚ ምስቶም ሓደሽቲ ሰብ መዚ ትግራይ ዝገበሮ ሓጺር ቃለ መሕትትን ቀሪቡ ኣሎ፡ ኣይተ ኣማኒ ኤል ኣሰፋ ተኪኤ፣ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ኣይተ ነጋ ኣሰፋ መኮነን፣ ሓላፊ ቢሮ ጉዳይ መን እሰያትን ስፖርትን ኣይተ ረዳእ ሃለፎም ወልደስላሴ፣ ሓላፊ ቢሮ ርክብን መንእሰያትን ዶ/ር ኣትንኩት መዝገቦ፣ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now