SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻብ ልኡኽና (15 ለካቲት 2018)

Ethiopia
Report Source: SBS Tigrinya

ኣብ ክልላት ኦሮምን ሃረርን ብዝነበረ ናዕቢ ናይ 7 ሰባት ህይወት ጠፊኡ ብዙሓት ቆሲሎም፡ ኣብ ሃረር ዝተወደቡ መንእሰያት 7 እኽሊ ዝጸዓና ዓበይቲ መኻይን ኣቃጺሎም ካልእ ንብረት’ውን ኣዕንዮም፡ ኣብ መላእ ኦሮሚያ ን 3 መዓልታት ዝጸንሕ ኣድማ ክግበር ካብ ወጻኢ ብመርበብ ሓበሬታ ብዝተገብረ ጻዊዒት ካብ ሶኑይ ጀሚሩ ኣብዝተፈላለዩ ከተማታት ትርንስፖርት ደስኪሉ ቀኒዩ፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ክልላት ኦሮምን ሃረርን ብዝነበረ ናዕቢ ናይ 7 ሰባት ህይወት ጠፊኡ ብዙሓት ቆሲሎም፡ ኣብ ሃረር ዝተወደቡ መንእሰያት 7 እኽሊ ዝጸዓና ዓበይቲ መኻይን ኣቃጺሎም ካልእ ንብረት’ውን ኣዕንዮም፡ ኣብ መላእ ኦሮሚያ ን 3 መዓልታት ዝጸንሕ ኣድማ ክግበር ካብ ወጻኢ ብመርበብ ሓበሬታ ብዝተገብረ ጻዊዒት ካብ ሶኑይ ጀሚሩ ኣብዝተፈላለዩ ከተማታት ትርንስፖርት ደስኪሉ ቀኒዩ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now