ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሓምለ 2023)

ንሎሚ 9 ሓምለ 2023 ካብ ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና፥ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ 46 ስደተኛታት ካብ ምጥሃል ከምዝድሓኑ ተገሊጹ። ኣብ ፈስቲቫል ሙዚቃ ኤርትራ 22 ፖሊስ ጀርመን ቆሲሎም። ዉግእ ኣብ መበል 12 ሰሙን ሒዝሉ ዘሎ እዋን ፡ እቲ ኣብ ዝዓበየ ርእሰ-ከተማ ሱዳን ዝርከብ ሕክምናዊ ስርዓት ናብ ምፍራስ ገጹ ይኸይድ ኣሎ ተባሂሉ።
Share