Source: SBSንሎሚ 1 ሚያዝያ 2025 ዝትዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስስታት : ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ 3 ግንቦት ንዝግብር ምርጫ ጎስጓስ ምረጹና ጽዒቑ ቀጺሉ፡ ኣብ ሚያንማርን ታይላንድን ምንቅጥቃጥ ምድሪ ቁጽሪ ምዉታት ይውስኽ፡ ኣብ ሚያንማር ጥራይ ዛጊት ኣስታት 2000 ሰባት ሞይቶም። መራሒት ሰልፊ ሕሉፍ የማናይ ፈረንሳ ማሪን ለ ፐን ፡ ብምጥፍፋእ ገንዘብ ሕብረት ኣውሮጳ ገበነኛ ምዃና ንሓሙሽተ ዓመት ንስልጣን ከይትወዳደር ቤት ፍርዲ ውሲኑ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ንሎሚ 1 ሚያዝያ 2025 ዝትዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስስታት : ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ 3 ግንቦት ንዝግብር ምርጫ ጎስጓስ ምረጹና ጽዒቑ ቀጺሉ፡ ኣብ ሚያንማርን ታይላንድን ምንቅጥቃጥ ምድሪ ቁጽሪ ምዉታት ይውስኽ፡ ኣብ ሚያንማር ጥራይ ዛጊት ኣስታት 2000 ሰባት ሞይቶም። መራሒት ሰልፊ ሕሉፍ የማናይ ፈረንሳ ማሪን ለ ፐን ፡ ብምጥፍፋእ ገንዘብ ሕብረት ኣውሮጳ ገበነኛ ምዃና ንሓሙሽተ ዓመት ንስልጣን ከይትወዳደር ቤት ፍርዲ ውሲኑ።
Check out our podcast collection here