Source: SBS**እስራኤል ኣንጻር ፍልስጢኤማውያን ኣውጺኣቶ ዘላ ናይ ሞት ፍርዲ ዓለማዊ ኩነኔ ይበጽሖ ኣሎ። *** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ሎሚ ምሸት ሰዓት 7 ድ.ቐ. ኣብ ኵለን ናይ ተለቪዥንን ናይ ሬድዮን መርበባት ብቐጥታ ንህዝቢ መግለጺ ክህብ እዩ ። ** ኤርትራ ኣንጻር ኢስዋቲኒ ዘካየደቶ ካልኣይ እግሪ ግጥም ዓሊ ሱለይማይን ብዘቑጸረን ክልተ ሸቶታት ተዓዊታ ብድርብ ዓወት ናብ መጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ ሓሊፋ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
**እስራኤል ኣንጻር ፍልስጢኤማውያን ኣውጺኣቶ ዘላ ናይ ሞት ፍርዲ ዓለማዊ ኩነኔ ይበጽሖ ኣሎ። *** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ሎሚ ምሸት ሰዓት 7 ድ.ቐ. ኣብ ኵለን ናይ ተለቪዥንን ናይ ሬድዮን መርበባት ብቐጥታ ንህዝቢ መግለጺ ክህብ እዩ ። ** ኤርትራ ኣንጻር ኢስዋቲኒ ዘካየደቶ ካልኣይ እግሪ ግጥም ዓሊ ሱለይማይን ብዘቑጸረን ክልተ ሸቶታት ተዓዊታ ብድርብ ዓወት ናብ መጻረዪ ዋንጫ ኣፍሪቃ ሓሊፋ።
Check out our podcast collection here