Source: SBS** ፖሊሲታት ኢሚግሬሽን መንግስቲ ንሰባት ናብ ጥሩፍ ኣረኣእያታት የሰጋግርዎም ኣለው ክብል ኣባል ፓርላማ ሰልፊ ጥምረት ማት ካናቫን ገሊጹ ። ** ኣብ የመን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣሕመድ ኣል-ረሃዊ ዝርከቦም 12 ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ሑቲ ድሕሪ ምቕታሎም ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ቀቢሮሞም ። ** ኣለክሳንደር ኢሳቅ ካብ ኒውካስል ናብ ሊቨርፑል ብ125 ሚልዮን ፓውንድ ብምስጋር ኣብ ታሪኽ ኩዕሶእግሪ ዓዲ እንግሊዝ ዝኸበረ ተጻዋታይ ኮይኑ።
Published
By SBS NACA
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
** ፖሊሲታት ኢሚግሬሽን መንግስቲ ንሰባት ናብ ጥሩፍ ኣረኣእያታት የሰጋግርዎም ኣለው ክብል ኣባል ፓርላማ ሰልፊ ጥምረት ማት ካናቫን ገሊጹ ። ** ኣብ የመን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣሕመድ ኣል-ረሃዊ ዝርከቦም 12 ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ሑቲ ድሕሪ ምቕታሎም ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ቀቢሮሞም ። ** ኣለክሳንደር ኢሳቅ ካብ ኒውካስል ናብ ሊቨርፑል ብ125 ሚልዮን ፓውንድ ብምስጋር ኣብ ታሪኽ ኩዕሶእግሪ ዓዲ እንግሊዝ ዝኸበረ ተጻዋታይ ኮይኑ።
Check out our podcast collection here