Source: SBSንሎሚ 3 ሰነ 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስተ ዜና፡ ** ኣባል ሰልፊ ግሪንስ ሰኔተር ዶሪንዳ ኮክስ ነቲ ሰልፊ ገዲፋ ናብ ሰልፊ ለበር ብምቕያራ ሰልፊ ግሪንስ ሓዘኑ ይገልጽ። ** ሰበ-ስልጣን ፈደራል ኣቕሑ ዝጸዓና ናይ ጽዕነት ማካይን ናብ ትግራይ ፡ ከይኣትዋ ከልከሉወን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ጕዕዞአን ከም ዝቐጸላ ተፈሊጡ። ** ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተሓተ ደሞዝ ሰራሕተኛታት ናይ 3.5 ሚኢታዊ ወሰኽ መሃያ ክግበረሎም Fair Work Commission ኣሚሙ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 3 ሰነ 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስተ ዜና፡ ** ኣባል ሰልፊ ግሪንስ ሰኔተር ዶሪንዳ ኮክስ ነቲ ሰልፊ ገዲፋ ናብ ሰልፊ ለበር ብምቕያራ ሰልፊ ግሪንስ ሓዘኑ ይገልጽ። ** ሰበ-ስልጣን ፈደራል ኣቕሑ ዝጸዓና ናይ ጽዕነት ማካይን ናብ ትግራይ ፡ ከይኣትዋ ከልከሉወን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ጕዕዞአን ከም ዝቐጸላ ተፈሊጡ። ** ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተሓተ ደሞዝ ሰራሕተኛታት ናይ 3.5 ሚኢታዊ ወሰኽ መሃያ ክግበረሎም Fair Work Commission ኣሚሙ።
Check out our podcast collection here