Source: SBS** ትካል ጸጥታ ኣውስትራሊያ (ASIO)፡ ኣውስትራሊያውያን ብምምልማል ተኣፈፍቲ ሃገራውያን ምስጢራት ክስረቕ ዝተዋደደ ዉዲት ከምዘፍሸለ ኣፍሊጡ። ** ኣድመጽቲ ኣብ መንጎ ዴሞክራሲያዊ ሶሻሊስታዊ ተወዳዳራይ ዞህራን ማምዳኒን ከም ነጻ ተወዳዳሪ ኮይኑ ዝወዳደር ዘሎ ኣመሓዳሪ ዝነበረ ኣንድሪው ኩሞምን ን ከተማ ኒው ዮርክ ዘመሓድር ንምምራጽ ድምጾም ይህቡ ኣለዉ ... ** ኣብ እስራኤል ን14 ዓመታት ክቕመጥ ዝጸንሐ ስደተኛ ናብ ኤርትራ ተሰጒጉ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
** ትካል ጸጥታ ኣውስትራሊያ (ASIO)፡ ኣውስትራሊያውያን ብምምልማል ተኣፈፍቲ ሃገራውያን ምስጢራት ክስረቕ ዝተዋደደ ዉዲት ከምዘፍሸለ ኣፍሊጡ። ** ኣድመጽቲ ኣብ መንጎ ዴሞክራሲያዊ ሶሻሊስታዊ ተወዳዳራይ ዞህራን ማምዳኒን ከም ነጻ ተወዳዳሪ ኮይኑ ዝወዳደር ዘሎ ኣመሓዳሪ ዝነበረ ኣንድሪው ኩሞምን ን ከተማ ኒው ዮርክ ዘመሓድር ንምምራጽ ድምጾም ይህቡ ኣለዉ ... ** ኣብ እስራኤል ን14 ዓመታት ክቕመጥ ዝጸንሐ ስደተኛ ናብ ኤርትራ ተሰጒጉ።
Check out our podcast collection here