SKIP TO MAIN CONTENT

ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ሰነ 2023)

World - Tigrinya.jpg

ኣርእስታት ዜና፥ ኣህጉራዊዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ህዩማን ራይትስ ዎች ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይ ዘውጽኦ ጸብጻብ ብእኹል መርትዖ ዘይተደገፈ እዩ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺግዎ። ኣብ ደቡባዊ ዩክረይን ዝርከብ ሓደ ዓብዪ ግድብ ፈሪሱ ፡ ኣብቲ ከባቢ ዝርከባ ኣቝሻት ኣዕለቕሊቑ ወግእ-ሓድሕድ ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፡ ንቑጠባ እታ ሃገር ብውሕዱ 3.4 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ሚኒስተር ፋይናንስ እታ ሃገር ነበር ተዛሪቡ። ኣመሓዳሪ ባንክ Reserve ኣውስትራሊያ መጠን ዝቕባበ ናብ ዝተሓተ ደረጃኡ ንምውራድ ኣብ ናይ መወዳእታ መገዲ ከም ዘሎ ገሊጹ ። ን 4 ደቃ ቀቲልኪ ተባሂላ ን 20 ዓመት ተኣሲራ ዝወጸት ካብ መንግስቲ ሚልዮናት ዶላራት ካሕሳ ክትሓትት ትኽእልያ ተባሂሉ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ኣህጉራዊዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ህዩማን ራይትስ ዎች ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይ ዘውጽኦ ጸብጻብ ብእኹል መርትዖ ዘይተደገፈ እዩ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺግዎ። ኣብ ደቡባዊ ዩክረይን ዝርከብ ሓደ ዓብዪ ግድብ ፈሪሱ ፡ ኣብቲ ከባቢ ዝርከባ ኣቝሻት ኣዕለቕሊቑ ወግእ-ሓድሕድ ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፡ ንቑጠባ እታ ሃገር ብውሕዱ 3.4 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ሚኒስተር ፋይናንስ እታ ሃገር ነበር ተዛሪቡ። ኣመሓዳሪ ባንክ Reserve ኣውስትራሊያ መጠን ዝቕባበ ናብ ዝተሓተ ደረጃኡ ንምውራድ ኣብ ናይ መወዳእታ መገዲ ከም ዘሎ ገሊጹ ። ን 4 ደቃ ቀቲልኪ ተባሂላ ን 20 ዓመት ተኣሲራ ዝወጸት ካብ መንግስቲ ሚልዮናት ዶላራት ካሕሳ ክትሓትት ትኽእልያ ተባሂሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now