ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 መስከረም 2025)

Source: SBS
*** ብመርዛም ቃንጥሻ ሰለስተ ሰባት ዝቐተለት ኢሪን ፓተርሰን ንሕልፈት ተፈሪዳ። *** ድሕሪ ውድቀት መንግስቲ ፈረንሳ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ካብ ስልጣኑ ክወርድ ጻውዒታት ይቐርብ ኣሎ ።... ** ጠበንጃ ዝዓጠቑ ፍልስጤማዊያን ፡ ትማሊ [ሰኑይ] ኣብ ሓደ መጸበዪ ኣውቶቡስ ናይ ምብራቕ የሩሳለም ተዅሲ ከፊቶም ፡ ሽዱሽተ ሰባት ቀቲሎም ፡ 12 ድማ ኣቝሲሎም ።
Share