ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሰነ 2023)

ንሎሚ 11 ሰነ 2023 ዝበልናዮም ዜናታት ቀሪብና ኣለና ፈለማ ኣርእስትታቶም: ካብ ሓደጋ ነፋሪት ተሪፎም ኣብ ጫካታት ኣማዞን ድሕሪ ልዕሊ ወርሒ ብህይወት ዝተረኽቡ ኣርባዕተ ደቀባት ቆልዑ ፕረሲደንት ኮሎምቢያ በጺሕዎም ። ንተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ዒላማ ብምግባር ሰባት ዝቐተለ ሊቅ ስነ ቑጽሪ ኣብ ናይ ፌደራላል ቤት ማእሰርቲ ኣመሪካ ሞይቱ ። ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝልግሶ ረድኤት ከምዘቋረጸ ኣፍሊጡ
Share