Source: SBS***ላዕለዋይ ወተሃደራዊ እዚ ኢራን ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ መጻኢ ሆርሙዝ ኣብ ምውሳን ግደ ከም ዘይብላን ኣብቲ ናይቲ መጻብቦ ኵነታት ጣልቃ ክትኣቱ ከም ዘየፍቀድን ገሊጹ። *** ልዕሊ 120 ስድራቤታት ብሰራሕተኛ ቻይልድ ኬር ግዳያት ምዃኖም እተፈልጡ ከምዘዛረበ ፈደራል ፖሊስ ኣውስትራሊያ ሓቢሩ ። *** ብዛዕባ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ምስ ዕጸፋርስ ብዝተኣሳሰር ገበን፡ ናይ ሞት ፍርዲ ዝጽበዮም ዘሎ ይከታተሎ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
***ላዕለዋይ ወተሃደራዊ እዚ ኢራን ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ መጻኢ ሆርሙዝ ኣብ ምውሳን ግደ ከም ዘይብላን ኣብቲ ናይቲ መጻብቦ ኵነታት ጣልቃ ክትኣቱ ከም ዘየፍቀድን ገሊጹ። *** ልዕሊ 120 ስድራቤታት ብሰራሕተኛ ቻይልድ ኬር ግዳያት ምዃኖም እተፈልጡ ከምዘዛረበ ፈደራል ፖሊስ ኣውስትራሊያ ሓቢሩ ። *** ብዛዕባ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ምስ ዕጸፋርስ ብዝተኣሳሰር ገበን፡ ናይ ሞት ፍርዲ ዝጽበዮም ዘሎ ይከታተሎ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
Check out our podcast collection here