ንሎሚ 14 ሰነ 2023 ዝበልናዮም ዜና ቀሪብና ኣለና ኣርእስታቶም ድማ፥ ጂቡቲ ንመሪሕነት ኢጋድ ተቐቢላ፡ ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ኣብቲ ዋዕላ ተሳቲፋ። ዶናልድ ትራምፕ ፡ ንዅሉ እቲ ዝቐረበሉ 37 ክስታት ገበነኛ ኣይኮነን ተባሂሉ ። ሩስያ ኣብ ዩክረይ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ገይራ፡ ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም ። ጓል 76 ዓመት ፡ ብወቕዒ ልቢ (ስትሮክ)ብወግዒ ከም ዝሞተት ብሓካይም ድሕሪ ምንጋሩ ድሕሪ ሰዓታት፡ ካብ ሞት ተበራቢራ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends