Source: SBS** ኣውስትራሊያን ቻይናን ንግዲ ፍሩታን ካልእ ስምምዓትን ብምግባር ንግዳዊ ዝምድናአን ከጠናኽራ ተወዓዒለን። ** ንሓደ ፒተር ፋልኮንዮ ዝተባህለ ብሪጣንያዊ ተጓዓዛይ ባክፓከር ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ኣውስትራልያ ዝቐተለ ብራድሊ ጆን ሙርዶክ ኣብ መበል 67 ዓመት ዕድሚኡ ብሕማም መንሽሮ ጐሮሮ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሞይቱ።... ** ኣብ ኢትዮጵያ-ዝመሰረቱ ፡ ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ዝቃለስ ጉጅለ ዓፋር ኣብ ሰመራ ጉባኤ ብምክያድ ቓልሲ ከምዘጎሃህር ኣፍሊጡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
** ኣውስትራሊያን ቻይናን ንግዲ ፍሩታን ካልእ ስምምዓትን ብምግባር ንግዳዊ ዝምድናአን ከጠናኽራ ተወዓዒለን። ** ንሓደ ፒተር ፋልኮንዮ ዝተባህለ ብሪጣንያዊ ተጓዓዛይ ባክፓከር ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ኣውስትራልያ ዝቐተለ ብራድሊ ጆን ሙርዶክ ኣብ መበል 67 ዓመት ዕድሚኡ ብሕማም መንሽሮ ጐሮሮ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሞይቱ።... ** ኣብ ኢትዮጵያ-ዝመሰረቱ ፡ ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ዝቃለስ ጉጅለ ዓፋር ኣብ ሰመራ ጉባኤ ብምክያድ ቓልሲ ከምዘጎሃህር ኣፍሊጡ።
Check out our podcast collection here