ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሰነ 2023)

ንሎሚ 18 ሰነ 2023 ዝሓዝናዮም ዜናታት : ኣርእስታት ዜና ብዕጡቓት ኡጋንዳ 41 ሰባት ተቐቲሎም። መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ነቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ዝምልከት ዘቕረብዎ ሓያሎ እማመታት ሰላም ፕረዚደንት ሩስያ ፑቲን ነጺጉዎ። ኣብ ዋና ከተማ ሱዳን ካርቱም ብዝተገብረ ናይ ኣየር ድብደባ 17 ሰባት ሞይቶም።
Share


SBS World News