ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሕዳር 2025)

Source: SBS
** ኣብ ብሪጣንያ ዓቢ ለውጢ ፖሊሲ ሓተቲ ዑቕባ ይተኣታቶ፡ ... ** ምጉሓፍ ዒላማ ባዶ ምብካል ኣየር ነቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ፓሲፊክ ዘለዋ ጽልዋ ከምዘይትንክፎ ሱዛን ለይ ትገልጽ፡ ** ዜጋታት ካናዳ ብስግኣት ጸጥታ ናብ ሓያሎ ናይ ኢትዮጵያ ዞባታት ከይንቀሳቐሱ መጠንቀቕታ ተዋሂብዎም።
Share

Source: SBS

SBS World News