ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ነበር ፡ ኤርትራ ኲናት ትጽሕትር ከምዘላ ዝገልጽ ዘውጽኦ ጽሑፍ ስዒቡ፡ መንግስቲ ኤርትራ ምላሽ ሂቡሉ። (ዜናታት SBS 19 ለካቲት 2025)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

ንሎሚ 19 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ኣለቃሕቲ ባንክታት መጠን ገንዘብ ብ25 ነጥቢ ድሕሪ ምንካዩ ናይ ወለድ መጠን ከጉድላ ትጽቢት ይግበር ።... ** ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ምስልምና መጥቓዕቲ እናወሰኸ ምምጽኡ ይገልጽ ... ** ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ነበር ፡ ኤርትራ ኲናት ትጽሕትር ከምዘላ ዝገልጽ ዘውጽኦ ጽሑፍ ስዒቡ፡ መንግስቲ ኤርትራ ምላሽ ሂቡሉ። **እቲ ልሙድ ዝዀነ ሕማም መንሽሮ ዝዀነ ሜላኖማ ኣብ ክሊኒካዊ ፈተና ሕክምና ዘደንቕ ውጽኢት ከም እተረኽበ ተፈሊጡ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ፕረሲደንት ኢትዮጵያ ነበር ፡ ኤርትራ ኲናት ትጽሕትር ከምዘላ ዝገልጽ ዘውጽኦ ጽሑፍ ስዒቡ፡ መንግስቲ ኤርትራ ምላሽ ሂቡሉ። (ዜናታት SBS 19 ለካቲት 2025) | SBS Tigrinya