ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ሕዳር 2025)

Source: SBS
** ፋይል ገበናት ጀፈሪ አፒስቲን ክቕላዕ ብዓብላሊ ናይ ይኹን ድምጺ ተዋሂብዎ። ** ውሕሃ ፡ ኣብ ሰሜናዊ ናይጀርያ ኣብ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኣዋልድ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ስዒቡ ፡ ነተን ዝተጨውያ 25 ተመሃሮ ብቕልጡፍ ክፍትሓ ተማሕጺኑ ... ** ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፍልስጤም ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዛኣዕባ ቓዛ ዝምልከት ዘጽደቖ ዉጥን ብሓጎስ ተቐቢልዎ ።
Share


