Source: SBSኣርእስታት ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 20 ግንቦት 2025፡ ** ሰልፊ ናሽናልስን ሰልፊ ሊበራልን ኣውስትራሊያ ናይ ጥምረት ስምምዕ ክገብሩ ብዘይምኽኣሎም ኣብ መንጎ ክልቲኦም ስልፍታት ዝጸንሐ ሽርክነት ከምዘብቅዐ ተፈሊጡ.. ** መንግስቲ እስራኤል ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መጥቃዕቲ ከምዝፍጽም ኣብዘጠንቅቐሉ ዘሎ ፡ ብኣሽሓት ዝቝጸር ህዝቢ ካብ ዓዱ ይሃድም ኣሎ ። ** ሓደ ተቐዳዳማይ ፡ ንኣውስትራልያ ብእግሩ ብምስንጣቕ ኣብ ዓለም ዝቐልጠፈ ተቐዳዳማይ ብምዃን ክብረ ወሰን ሒዙ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 20 ግንቦት 2025፡ ** ሰልፊ ናሽናልስን ሰልፊ ሊበራልን ኣውስትራሊያ ናይ ጥምረት ስምምዕ ክገብሩ ብዘይምኽኣሎም ኣብ መንጎ ክልቲኦም ስልፍታት ዝጸንሐ ሽርክነት ከምዘብቅዐ ተፈሊጡ.. ** መንግስቲ እስራኤል ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መጥቃዕቲ ከምዝፍጽም ኣብዘጠንቅቐሉ ዘሎ ፡ ብኣሽሓት ዝቝጸር ህዝቢ ካብ ዓዱ ይሃድም ኣሎ ። ** ሓደ ተቐዳዳማይ ፡ ንኣውስትራልያ ብእግሩ ብምስንጣቕ ኣብ ዓለም ዝቐልጠፈ ተቐዳዳማይ ብምዃን ክብረ ወሰን ሒዙ ።