ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሰነ 2023)

ን ሎሚ 21 ሰነ 2023 ዝሓዝናዮ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ነቕርብ ፈለማ ኣርእስታት ዜና፥ አትላንቲክ፥ ናይ ታይታኒክ ተረፍመረፍ ንምርካብ ዝተላእከ ሰንጣቒ ባሕሪ ምስ 5 ተጓዓዝቲ ተሰዊራ። መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ 20 ሰነ ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ብዝርከቡ ኤርትራዊያን ተዘኪሩ ውዒሉ ። ክኢላታት ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ዝሓሸ ስራሕ ንኽረኽቡ ኣብ ወጻኢ ሃገር ንዘጥረይዎ ሞያን ተሞክሮን ኣፍልጦ ምሃብ ኣሰራርሓ ክመሓየሽ ኣለዎ ክብሉ ተጣበቕቲ ሓቲቶም ።
Share