Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ጂ ባይደን ካብ ዉድድር ንፕረሲደንትነት ስሒቡ፡ ንምክትሉ ካሜላ ሃሪስ ክትትክኦ መዚዙ። ኣውስትራሊያ ምስቲ እናበዝሐ ዝኸይድ ዘሎ ህዝባ ዝመጣጠን እኹል ኣባይቲ ኣይትሃንጽን ዘላ ተባሂሉ ። እስራኤል ፡ ካብ የመን ዝተወንጨፈ ሚሳይል ከምዘፍሸለቶ ገሊጻ ። ኣብዚ ረፍዲ ዝበዝሓ ማዕከናት ዓለምጎኒ ንጎኒ እቲ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ካብ ዉድር ምርጫ ምስሓቡ ታሪኻዊ ዓወት ብንያም ግርማይ ኣብ ዙር ፈረንሳ ዓብሊሉ ዘሎ ኣርእስተ ዜና ኮይኑ ኣሎ። ነዚ ዓወት ኣብ ዜናና ተንጸባሪቑ ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ጂ ባይደን ካብ ዉድድር ንፕረሲደንትነት ስሒቡ፡ ንምክትሉ ካሜላ ሃሪስ ክትትክኦ መዚዙ። ኣውስትራሊያ ምስቲ እናበዝሐ ዝኸይድ ዘሎ ህዝባ ዝመጣጠን እኹል ኣባይቲ ኣይትሃንጽን ዘላ ተባሂሉ ። እስራኤል ፡ ካብ የመን ዝተወንጨፈ ሚሳይል ከምዘፍሸለቶ ገሊጻ ። ኣብዚ ረፍዲ ዝበዝሓ ማዕከናት ዓለምጎኒ ንጎኒ እቲ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ካብ ዉድር ምርጫ ምስሓቡ ታሪኻዊ ዓወት ብንያም ግርማይ ኣብ ዙር ፈረንሳ ዓብሊሉ ዘሎ ኣርእስተ ዜና ኮይኑ ኣሎ። ነዚ ዓወት ኣብ ዜናና ተንጸባሪቑ ኣሎ።