Source: SBS** ኣብ ዩክሬን ህዝቢ ናይ ተቓዉሞ ሰላማዊ ሰልፊ ድሕሪ ምግባሩ ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ተሸይሙ... ** ቻይና ኣብ ባሕሪ ደቡብ ቻይና ትፍጽሞ ዘላ ተግባራት "ምርግጋእ ዝዘርግን ሓደገኛን ተግባር'ዩ" ክትብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራሊያ ፔኒ ዎንግ ገሊጻ።... ** ኣብ ወስት ኣውስትራሊያ ሓደ ወዲ 16 ዓመት መንእሰይ ፡ንኣዲኡ ብኻራ ወጊኡ ብምቕታልን ነታ 12 ዓመት ዝዕድሚኣ ሓፍቱ ኣቚሲሉ ተባሂሉ ተኣሲሩ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
** ኣብ ዩክሬን ህዝቢ ናይ ተቓዉሞ ሰላማዊ ሰልፊ ድሕሪ ምግባሩ ሓድሽ ኣዛዚ ሰራዊት ተሸይሙ... ** ቻይና ኣብ ባሕሪ ደቡብ ቻይና ትፍጽሞ ዘላ ተግባራት "ምርግጋእ ዝዘርግን ሓደገኛን ተግባር'ዩ" ክትብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣውስትራሊያ ፔኒ ዎንግ ገሊጻ።... ** ኣብ ወስት ኣውስትራሊያ ሓደ ወዲ 16 ዓመት መንእሰይ ፡ንኣዲኡ ብኻራ ወጊኡ ብምቕታልን ነታ 12 ዓመት ዝዕድሚኣ ሓፍቱ ኣቚሲሉ ተባሂሉ ተኣሲሩ።
Check out our podcast collection here