Source: SBSንሎሚ 25 ለካቲት ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት፡ **ቮለድሚ ዘለንስኪ ዩክሬን ኣባል ኔቶ ክትከውን ጻዊዒቱ የሐይል... ** ኣብ ኣውስትራሊያ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ሰንፈላል ዘለዉ ብ ኣሻሓት ዝቚጸሩ ሓተቲ ዑቕባ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ተገሊጹ... ** ብ ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ወኪሉ ዝተወዳደረ ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ወጺኡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 25 ለካቲት ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት፡ **ቮለድሚ ዘለንስኪ ዩክሬን ኣባል ኔቶ ክትከውን ጻዊዒቱ የሐይል... ** ኣብ ኣውስትራሊያ ጉዳይ ናይቶም ኣብ ሰንፈላል ዘለዉ ብ ኣሻሓት ዝቚጸሩ ሓተቲ ዑቕባ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ተገሊጹ... ** ብ ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ወኪሉ ዝተወዳደረ ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ወጺኡ።