ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ነሓሰ 2025)

Source: SBS
** ጋዜጠኛታትን ሓኻይምን ዝርከብዎም 20 ሰባት ኣብ ሆስፒታል ናይ ቓዛ ብምጥቃዕቲ እስራኤል ተቐቲሎም፡ እስራኤል ዘሕዝን ሓደጋ ክትብል ገሊጻቶ... ** ኣብ ትግራይ ልዕሊ 13 ሰባት ብሓደጋ መኪና ሂወቶም ሓሊፉ። ** ክልተ ሳዕ ሻምፕዮን ዊምብልደን ፐትራ ክቪቶቫ ኣብ ዩ ኤስ ኦፐን ድሕሪ ምስዓራ ካብ ጸወታ ቴኒስ ተሰናቢታ።
Share






