Source: SBSንሎሚ 26 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሕጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ኣርእስታት፥ ** ነታ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመታት ህጣማ ዘጥፈአት ቁጽሪ በረራ MH370 ነፋሪት ማሌዥያ ንምርካብ ሓድሽ ናይ ምድላይ መስርሕ ተጀሚሩ ... ** ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፡ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ነቲ ብ ሩስያ እተታሕዘ መሬት ዩክረይን ሓዊስካ ፡ ብቐሊሉ ዘይርከብን ክቡርን ማዕድናት ምድሪ ኽትዕድጎ ፍቓደኛ ምዃኑ ገሊጹ ።... ** ኣለክስ ደ ሚኖር ኣብ ዉድድር ቴኒስ ዱባይ ኦፐን ተሳዒሩ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 26 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሕጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ኣርእስታት፥ ** ነታ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመታት ህጣማ ዘጥፈአት ቁጽሪ በረራ MH370 ነፋሪት ማሌዥያ ንምርካብ ሓድሽ ናይ ምድላይ መስርሕ ተጀሚሩ ... ** ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፡ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ነቲ ብ ሩስያ እተታሕዘ መሬት ዩክረይን ሓዊስካ ፡ ብቐሊሉ ዘይርከብን ክቡርን ማዕድናት ምድሪ ኽትዕድጎ ፍቓደኛ ምዃኑ ገሊጹ ።... ** ኣለክስ ደ ሚኖር ኣብ ዉድድር ቴኒስ ዱባይ ኦፐን ተሳዒሩ።