ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ሰነ 2023)

ኣርእስታት ዜና፥ ** እቶም ዝተሓተ ኣታዊ ዘለዎም ሰባት ፡ ኣብ ከቢድ ቅልውላው መንብሮ ይነብሩ ከምዘለዉ ። ሓድሽ መጽናዕቲ ሓቢሩ። * ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ን ግብረ ሰዶማዊያን ወይ LGBTQ-ን ካልኦትን መሰል ዝድግፍ ሰልፍታት ይካየዱ ኣለዉ ። ** ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ተሰጒጎም ዝብል ሓበሬታ ከም ዘሻቐሎ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
Share