Source: SBSዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ክመሓየሽ እንተኮይኑ ጉዳይ ዶብ ብግዝያዊ ስምምዕ ክድቅስ ከምኡ'ውን ንተጠቃምነት ወደብ ዓሰብ ስምምዕ ክግበርን ከምዘድሊ መንግስታዊ ትካል መጽናዕቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ** ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ዉልቂ ኣባላት ፓርላማ " ሓድሽ ፖለቲካዊ ሰልፊ ንምቛም” ኣብ ዘተ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ... ** ሜክሲኮ ንሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢራን ኣብ እዋን ዋንጫ ዓለም ፊፋ ከተአንግድ ተሰማሚዓ። ... ** ካልኣይ ጉጅለ ምስ እስላማዊ መንግስቲ (Islamic State) ዝጸንሑ ቆልዑን ኣንስትን ኣውስትራሊያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ትኬት ነፋሪት ምዕዳጎም ተፈሊጡ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ክመሓየሽ እንተኮይኑ ጉዳይ ዶብ ብግዝያዊ ስምምዕ ክድቅስ ከምኡ'ውን ንተጠቃምነት ወደብ ዓሰብ ስምምዕ ክግበርን ከምዘድሊ መንግስታዊ ትካል መጽናዕቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ** ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ዉልቂ ኣባላት ፓርላማ " ሓድሽ ፖለቲካዊ ሰልፊ ንምቛም” ኣብ ዘተ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ... ** ሜክሲኮ ንሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢራን ኣብ እዋን ዋንጫ ዓለም ፊፋ ከተአንግድ ተሰማሚዓ። ... ** ካልኣይ ጉጅለ ምስ እስላማዊ መንግስቲ (Islamic State) ዝጸንሑ ቆልዑን ኣንስትን ኣውስትራሊያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ትኬት ነፋሪት ምዕዳጎም ተፈሊጡ ።
Check out our podcast collection here