ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ነሓሰ 2025)

Source: SBS
** መንግስቲ ኣውስትራሊያ፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ውስትራሊያ ዝተገብሩ ጸረ-ሴማዊ መጥቃዕትታት ኢድ መንግስቲ ኢራን ኣለዎ ኢሉ ብምኽሳስ ምስ ኢራን ዝነበሮ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና በቲኹ። ** ነቲ ኣብ ቪክቶሪያ 2 ኣባላት ፖሊስ ቀቲሉ ሃዲሙ ዝተባህለ ሰብ ኣይ ኣብ ጣሻታት ዝግበር ድልያ ይቕጽል ኣሎ። ** ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዝርዝር ሰላም ሃገራት ኣብ ታሕቲ ተሰሪዐን።
Share