ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ግንቦት 2025)

Source: SBS
ንሎሚ 28 ግንቦት 2025 ዝትዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ** ኣብ ሲድኒ መንብሪ ገዛ ነዲዱ፡ ሓደ ሰብ ሞይቱ። ** ሩስያን ኢትዮጵያን ንወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዝዓለመ ዝርርብ ኣካይደን።.. ** ዋንጫ ፕሪምየርሊግ ዝዓተረት ክለብ ሊቨርፑል ትማሊ ሰኑይ ዓወታ ኣብ ጎደናታት እታ ከተማ ኣብትጽምብለሉ ብሓደጋ መኪና 27 ቆሲሎም።
Share