ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሓምለ 2025)

Source: SBS
** ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ምስ ጃፓንን ሕብረት ኣውሮጳን ሓድሽ ናይ ቀረጽ ዉዕል ፈሪሞም.. ** ነቲ ኣብ ስድኒ ሃርበር ብሪጅ ዝተመደበ ሰላማዊ ሰልፊ ንምዕጋት ዝግበር ምንቅስቓስ ከምዝቃለስዎ ወደብቲ ኣፍሊጦም ። ** ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ልዕሊ 40 ሰባት ተቐቲሎም።
Share
Source: SBS
SBS World News