Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ምዕራብ ቪክቶርያ ዝርከብ ዓቢ ጽርግያ ፡ ሓሙሽተ ማካይን ተጋጭየን ፡ ሰለስተ ሰባት ሞይቶም ፡ ክልተ ድማ ኣብ ሆስፒታል ኣትዮም ኣለዉ ። እቲ ኣብ ጋዛ ብ U-S ዝድገፍ ናይ ረዲኤት ሞደል ፡ ተወሳኺ ዕንወት ዝፈጥር እዩ ክብልሓላፊ ትካል ዉሕሃ ንፍልስጤማውያ ስደተኛታት ፡ ወይ UNRWA ኣጠንቂቑ። ኣብ ግጥም State of Origin ጋንታ ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ልዕሊ ናይ ኲንስላንድ ጋንታ ማሮንስ 18 ብ6 ዓወት ናይ መጀመርታ ዓወት ኣመዝጊባ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ምዕራብ ቪክቶርያ ዝርከብ ዓቢ ጽርግያ ፡ ሓሙሽተ ማካይን ተጋጭየን ፡ ሰለስተ ሰባት ሞይቶም ፡ ክልተ ድማ ኣብ ሆስፒታል ኣትዮም ኣለዉ ። እቲ ኣብ ጋዛ ብ U-S ዝድገፍ ናይ ረዲኤት ሞደል ፡ ተወሳኺ ዕንወት ዝፈጥር እዩ ክብልሓላፊ ትካል ዉሕሃ ንፍልስጤማውያ ስደተኛታት ፡ ወይ UNRWA ኣጠንቂቑ። ኣብ ግጥም State of Origin ጋንታ ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ልዕሊ ናይ ኲንስላንድ ጋንታ ማሮንስ 18 ብ6 ዓወት ናይ መጀመርታ ዓወት ኣመዝጊባ ።
Check out our podcast collection here