Source: SBSንሎሚ 30 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ አቕርበልኩም ፈለማ ኣርእስታቶ፡ ምምሕዳር ትራምፕ ሩስያን ዩክረይንን ጭቡጥ ውጥናት ንዕርቂ እንተዘየፍርዮም ካብቲ ሽምግልና ክወጽእ ምዃኑ ኣጠንቂቑ ። ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ መንጎ ህንድን ፓኪስታንን ግጭት ከይለዓል ንምድጋፍ ሉው ምዃኑ ተሓቢሩ ። ብነበር ፕርሲደንት ትግራይ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሓድሽ ሰልፊ ከምዝመስረተ ተፈሊጡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 30 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ አቕርበልኩም ፈለማ ኣርእስታቶ፡ ምምሕዳር ትራምፕ ሩስያን ዩክረይንን ጭቡጥ ውጥናት ንዕርቂ እንተዘየፍርዮም ካብቲ ሽምግልና ክወጽእ ምዃኑ ኣጠንቂቑ ። ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ መንጎ ህንድን ፓኪስታንን ግጭት ከይለዓል ንምድጋፍ ሉው ምዃኑ ተሓቢሩ ። ብነበር ፕርሲደንት ትግራይ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሓድሽ ሰልፊ ከምዝመስረተ ተፈሊጡ።