Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ኣውስትራሊያ ብቻይና ዝድገፉ ሃከራት ኣብ ልዕሊ ጸጥታይ ስግኣት የውርዱ ኣለዉ ኢላ ብመገዲ ሓላፊ ጸጥታኣ ዝገለጸቶ ፡ ቻይና ነቲ ክሲ "ዘይረብሕ ዘረባ" ብምባል ተቓዊማቶ ። በሃር ስነ ስነጥበብኛ በረኸት መንግስትኣብ ኣብ መበል 89 ዓመቱ ኣብ ኣስመራ ከምዝዓረፈ ተፈሊጡ። ሳም ኬር ካብ ታሕሳስ 2023 ጀሚራ ንመጀመርታ ግዜኣ ምስ ጋንታ ቸልሲ ጸወታ ኣብቲ ምስ ኦስትርያዊ ግጥማት ቻምፕኢዮን-ሊግ ተጻዊታ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ኣውስትራሊያ ብቻይና ዝድገፉ ሃከራት ኣብ ልዕሊ ጸጥታይ ስግኣት የውርዱ ኣለዉ ኢላ ብመገዲ ሓላፊ ጸጥታኣ ዝገለጸቶ ፡ ቻይና ነቲ ክሲ "ዘይረብሕ ዘረባ" ብምባል ተቓዊማቶ ። በሃር ስነ ስነጥበብኛ በረኸት መንግስትኣብ ኣብ መበል 89 ዓመቱ ኣብ ኣስመራ ከምዝዓረፈ ተፈሊጡ። ሳም ኬር ካብ ታሕሳስ 2023 ጀሚራ ንመጀመርታ ግዜኣ ምስ ጋንታ ቸልሲ ጸወታ ኣብቲ ምስ ኦስትርያዊ ግጥማት ቻምፕኢዮን-ሊግ ተጻዊታ ።
Check out our podcast collection here