ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ ( 19 ሰነ 2023)

ኣርእስታት ዜና፥ ** እቲ ኣብ ኡጋንዳ ዘጋጠመ ህይወት 37 ሰባት ዝቐዘፈ ግብረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብኸመይ ክፍጸም ከም ዝኸኣለ ሕቶታት ይለዓል ኣሎ ። ** ተዋጋእቲ ሓይልታት ሱዳን ኣብ ሓድሽ ስምምዕ ምቁራጽ ተኹሲ በጺሖም ** መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ዘይተኸፍሎ 2.5 ሚልዮን ዶላር ከውሃቦ ይጽዕር ከም ዘሎ ገሊጹ።
Share
SBS World News