ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ሚያዝያ 2024)

ንሎሚ 16 ሚያዝያ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ አቕርበልኩም ፈለማ ኣርእስታት ኣብ ሓደ ቤተ ክርስትያን ናይ ሲድኒ ዝተገብረ መጥቃዕቲ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ምዃኑ ፖሊስ ኒው ሳውዝ ወልስ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ፓሪስ ዝካየድ ዘሎ ዓለምለኻዊ ዋዕላ ሱዳን እቲ ንሓደ ዓመት ዝጸንሐ ግጭት መፍትሒ ክረክብ ተስፋ ከምዘለዎ ገሊጹ። ዶናልድ ትራምፕ ብገበን ተኸሲሱ ኣብ መጋባእያ ናይ ኒው ዮርክ ቀሪቡ ።
Share